ሓጺር ታሪኽ ሓምድ
እድሪስ ዓዋተ
Picture: Almseged's latest book, 'From Federation to Revolution 1956 - 1962' in TigrinyaThe picture was taken on 31 July, 1951
http://www.mediafire.com/file/a8xbgmpxaavkwu9/Hamid+Awate_Tigrinya+Part+I.pdf
ከምዛ
ዕለት እዚኣ ቅድሚ 66 ዓመት፤ 31 July 1951 ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ንምምሕዳር መንግስቲ እንግሊዝ ተቀቢሉ ኣብ ሰላማዊ ህይወት እተመልሰላ ዕለት። አብቲ ኣንጻር መንግስቲ እንግሊዝ ኣዲምሉ ዝነበረ ጊዜ ካብ ወልቃይት ከይተረፉ ሰዓብቲ ነይሮሞ።
በዚ
መኽንያት ይኸዉን፣ አብ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጀመረ፤ በዚ ተደሪኾም ትግራዎት በረታዊ ቃልሲ ምጅማር ኣብ ዝሓስቡሉ ዝነበሩ ፣ ሓደ ካብ መስረቲ ወያነ ፣ ስሑል ፣ ኣብ ኤርትራ መጺኡ ን ዓዋተ ረኺብዎ ከም ዝነበረ ዶ ኣረጋዊ በርሄ ይገልጽ። ኣብቲ ኣብ አርብዓታት ዝነበረ ሓድሕድ ውግአ ብሓደ ወገን ኣብ መንጎ ኩናማን ኣብ መንጎ በኒዓምርን ናራን ብቲ ኻልእ ወገን ድማ ኣብ መንጎ በኒዓምርን ሃደንደዋን ሸፋቱ ረሻይዳን ሓምድ ኣብ ጎኒ በኒዓምርን ናራን ነይሩ። እት ናይ ሓድሕድ ውግአ ኣብ 1945 ብሰላም ዓርፉ።
66 years ago, this day on 31 July
1951, Hamid Idris Awate, agreed to end his opposition to the British Military
Administration (BMA) and return to civilian life. The British had regarded
Awate as an outlaw and thus regarded him as Shifta. Awate agreed to return to
normal life after long indirect and direct talks with the then Commissioner of the Police of Eritrea, Colonel
David P.P. Cracknell.