Sunday, 4 January 2015

ብርሃን ምስኮነ ግን ብዙሕ እዕንቲ እየን ክነብዓ

ብርሃን ምስኮነ ግን

ብዙሕ እዕንቲ እየን ክነብዓ

እተን ኣብ ጽንኩር ጏስነት ዝዘንገዓ

እተን ዝባን ኩሎም ጏሶትና ዘግደዓ

እተን ተሓቢአን ስቡሕና ዝበልዓ

From Wedi Tikabo's 'Harestai', not sure what he meant then but still relevant

No comments:

Post a Comment